Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳራ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ይ ጋንግ ዘቲዮም።

ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምልዛቦም ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ባንኪታት ዘሎ ርክብን ምትሕብባርን ንምጥንኻር ዓምዩቕ ዓቕሚ ከምዘሎ ኣይተ ማሞ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ሓቢሮም።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.