Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ።

እቲ ውሳነ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ኣብ ዝገበረቶ ማዕቐፍ “መመሓየሺ ፍሉይ ቀረፅ” ከምዝትግበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ካብ 1 መጋቢት 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ናብ ቻይና ካብ ዝለኣኹ ፍሪያታት ኢትዪጵያ ዝንበር ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ 98 ሚኢታዊ ከምዝተልዓለ ተገሊፁ።

ነዚ ስዒቡ 8 ሺሕን 804 ፍሪያታት ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ካብ ቀረፅ ናፃ ብምዃን ክኣትዉ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.