Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሸል እቲ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተኦም ኢትዮጰያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ስምምዕነት ዝበፅሑ እንትኾኒ፥ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ትኹረት ብምግባር  ተመያይጦም፡፡

ኣብ ዘተኦም ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ እማመ ሰላም፥ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሸል ገሊፆም፡፡

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓን  ኢዮጵያን ዘለዎም ርክብ ነዊሕ ዓመታት ዘቁፀረ ከምዝኾነ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.