Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜብ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘተለ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንምግባር ኣብ ዘኽእልዎም መገዲታት ተላዚቦም።

ኣብ ዓውዲታት ሎጂስቲክስ፣ ሪል ስቴት፣ ኣግሮ ኢንዱስትሪን ዕደናን ምውፋር  ዘኽእል ኩነታት ምዝታዮም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.