Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

ኣብ ቱርክን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ 35 ሺሕ ዜጋታ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታታት የመላኽቱ፡፡

ኢትዮጵያን ቱርኪን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝፀንሐን ጥንኩርን ርክብ ከምዘለወን ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብሪሀን፡፡

እተን ፕሬዚዳንት÷ ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዐን ሓዘን፤ ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸፈቶ መዝገብ መግለፂ ሓዘን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

Office of the President, Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.