Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢጋድን ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢጋድን ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ዞባዊ ትራንስፖትር ነፈርቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ከምዝበልዎ፥ ቀጠናዊ ምትእስሳር ዓውዲ ትራንስፖርት ካብ ዝጠናኸረሎም ዓውዲታት ሓደ ኢዩ።

ስለ ዝኾነ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢጋድን ሰነድ ነዚ ዘጠናኽር ስምምዕነት ምኽታሞም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.