Fana: At a Speed of Life!

ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ኣብቲ ሀንፃ ዝነበረ ሰነዳት መንግስቲን ህዝብን ብሰንኪ እቲ ባርዕ መንም ዓይነት ጉድኣት ከምዘየጋጠሞ ንምርግጋፅ ከምዝተኽኣለ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

ስለዝኾነ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታትንምፍፃም ዝተትሓዙ ትልሚታት ብዝነኣድ ቅልጣፈን ፅርየትን ይስርሑ ከምዘለዉ ሓቢረን።

ካብቶም ዝህነፀ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝኸውን 240 ኣባይቲ ዝሓዘ በዓል 5 ደብሪ 6 ህፃታትን ሓምለዋይ ስፍራታትን ብዝግባእ ይስርሑ ከምዘለዉ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.