Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝፈረመ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ኣተገባብርኡ ዝምልከት መብርሂ ኢዩ እናተውሃበ ዝርከብ።

ዳይሬክተር ምትሕብባር ምክልኻልን ርክባት ወፃኢን ሜጀር ጄኔራል ተሾመ ገመቹ÷ ኣተገባብራ እቲ ስምምዕነት ሰላም ዝርከበሉ ብርኪን ሓፈሻዊ ከይዲን ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ኣብቲ መብርሂ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ተሳቲፎም።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.