Fana: At a Speed of Life!

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ከምዝገብር መንግስቲ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ልምዓት ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓገዝ ትግራይ ሓዊሱ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ከምኡ እውን ፀገም ፀፅታ ንዘለዎም ከባቢታት ዝውዕል ኢዩ፡፡

እቲ ሓገዝ ካብ ገንዘብ ብተወሳኺ ብምኽንያት ጎንፂ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቅልውላው ምላሽ ንመሃብ ዘኽእል ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ከምዝኾነ ኣፍሊጦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.