Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ኢፌዴሪን ህወሓትን ከበድቲ ኣፅዋር ምርኽኻብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያ ብመሰረት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ቀዳማይ ዙር ርኽክብ ኣፅዋር ተገይሩ፡፡

ሰራዊት ምክልኻል ከምዝሓሮ÷ እቲ ርኽክብ ካብ ከተማ መቐለ ብ36 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ኣጉላዕ ካምቦ ኢዩ ተሳሊጡ፡፡

ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ወታደራዊ ተዓዘብቲ ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.