Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ መንግስቲ ቻይና ብዛዕባ ዘካይዶም ዝተፈላለዩ ጉዳያት ትኹረት ዝገበሩ ዛዕባታት ይርከቡዎም፡፡

ድሕሪ እቲ ዘተ ሰነድ ስምምዕነት ከምዝፈራረሙ ተገሊፁ፡፡

ብዘመን በየነን ታደሰ ሽፈራውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.