Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም።

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቅድሚ ቀትሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ሰትራቴጂካዊ ምትሕብባርን ኩሉ መዳይ ምትሕብባርን ጠመተ ብምግባር ተዛቲዮም ኢዮም።

ኣብ ቀረባ እዋን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ብምኻን ዝተሸሙ ቺን ጋንግ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ብኢትዮጵያ ምፍላሞም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.