Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።

እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።

እዚ ድማ ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መገዲ ዘለወን ምንቅስቓስ ተሓሳቢ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ደረጃ ሓደ ታሪፍ 6 ሚኢታዊ፣ ደረጃ ክልተ ታሪፍ 7 ሚኢታዊ ከምኡውን ደረጃ 3 ተሽከርከርቲ  7 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዝተገበረ ከምዝተገበረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.