Fana: At a Speed of Life!

ኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቮሊቦል ንኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ሂቡዎ።

ብመሰረት እዚ÷ ካብ ሙኩር ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ኣለማየሁ ሸዋታጠቅ ቀፂሉ ኣማኑኤል ሰኢሳያስ ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ፡፡

ኣማኑኤል ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ምስክር ወረቐት ኣሰልጣንነት ሳልሳይ ደረጃ ቮሊቦል ዘለዎ ብሕታዊ ኢትዮጵያዊ ኣሰልጣኒ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.