Fana: At a Speed of Life!

በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ ‘ሴራ’ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል “ሴራና ዘደንቕ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ሓላፊ መምርሒ ልምዓት ባህሊን ቱሪዝምን ኣይተ ሱልጣን ሁሴን ከምዝገለፁዎ÷ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ ‘ሴራ’ ወይ ድማ ‘መንገሳ’ እዚ ዓመት ካብ 30 ታህሳስ ክሳብ 3 ጥሪ 2015 ዓ.ም ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ክኽበር ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.