Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።

እቲ በዓል፥ ካብ ባህላዊ ክብሪታት ዞባ ጋሞ ሓደ ዝኾነን ዋና መለወጢ ዘበን ” ዮ ጋሞ ማስቃላ” (laytha laame)ን ኢዩ።

“ጮዬ ማስቃላ”፥ ኣብ ዞባ ጋሞ ዞን ብፍሉይ መልክዑ ዝኽበር ውቁብ በዓል ከምዝኾነ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.