Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ በዓል ልደት ኣብ ማእኸል ምግባ እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ ወገናት ኣሕሊፈንኡ።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ወገናትና ብምምጋብ ፃዕሪ ትገብሩ ዘለኹም ገበርቲ ሰናይ፣ ኣመራርሓን ኣዶታት ክለባትን አመስግን” አለን።

እቲ በዓል ናይ ይቕሬታ፣ ሓድነት፣ ደስታን ሰላምን ንክኸውን ንምነ ኢለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.