Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።

በዓል ልደት ኣመልኪቶም ኣብ ብላቴ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዕዝ ማሰልጠኛ ማእኸል ከባቢ ንዘለዉ 120 ዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ተገይሩ።

ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ዘለና ምክፋል ባህሊ ኢትዮጰያዊያን ኢዩ ኢሎም።

ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ እውን ኢሎም።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ሰራዊትና ንሰላም ሃገር ክብል ክቡር ህይወቱ ዝግብር ካብ ዘለዎ ዘካፍል ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.