Fana: At a Speed of Life!

ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን።

ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ብዝበፅሐ ጉድኣት ንልዕሊ ከልተ ዓመት ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ከምዝተጀመረ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ማእኸላይን ታሕተዋይን ናይ ኤሌክትሪክ መስመራትን ትራንስፎርመራትን ብምፅጋን እቲ ኣገልግሎት ክጅመር ከምዝተኽኣለ ድማ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.