Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ ሃገራትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ንዝርከቡ መለወጢ ዘበን ጎርጎሮሳውያን ዝጥቀሙ ሃገራት “እንኳዕ ን2023 ኣብፀሐኩም” ኢለን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.