Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ዓርቢ ጀሚሩ ናብ መቐለ ዝገብሮ በረራ ኣብ መዓልቲ 2 ግዘ ኣዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ዓርቢ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ  2 ግዘ ከምዘዕበዮ ኣፍሊጡ።

ኣብ ቀፃሊ እውን ድሌትን ቁፅሪን ዓማዊል ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ መዓልቲ ዝገብሮ ምልልስ በረራ ከምዝውስኽ ምሕባሩ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ዓማዊል እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም መርበብ ሓበሬታ እቲ ኣገልግሎት ብምጥቃም ከምኡ እውን ብተንቃሳቓሲ ስልኮም ተጠቒሞም ክምዝገቡን ትኬት ክቖርፁን ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።

አየር መንገዱ የሰላም ስምምነቱን ተከትሎ ዛሬ ከአዲስ አበባ ወደ መቀሌ ዳግም መደበኛ በረራ መጀመሩ ይታወቃል

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ከምዝጀመረ ይፍለጥ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.