Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳገም ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳገም ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ – መቐለ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 6 ብዕሊ ከምዝጀመረ በዓል ሞያ ኮሙኒኬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሸናፊ ዘርዓይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

በመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.