Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም።

እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ኣብ ዝተገበረ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ኢዩ ዝተገበረ።

ናይ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ፥ እቲ መፅናዕቲ ካብ ዝሓለፈ ዓመት መጋቢት ወርሒ ጀሚሩ እንትግበር ምፅንሑን ብዘተ እናማዕበለ ምዃኑን ኣረዲአን።

ኣብቲ ዘተ እቲ መፅናዕቲ ናይ ኮተቤ ዩንቨርስቲ ትምህርቲ መግባሩ ተሓቢሩ።

እቶም ኣመራርሓ ተዛቲዮምሉ ኣብ ቀፃሊ ህዝቢ ምዝታይ ከምዘድሊ ምርድኦም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.