Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ።

እቲ ሚኒስቴር ምስ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ካውንስል ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን እናተዛተየ ዝርከብ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.