Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መላእ ዓለም ኢትዮጵያ ዝወከሉ ዲፕሎማታት ሃገር ዝተጋፈጠቶም ፈተናታት ነክትሻገር ንዘመዝገብዎ ዓወት ምስጋያ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ኢትዮጵያ ዝወከሉ ዲፕሎማታት ሃገር ዝተጋፈጠቶም ፈተናታት ነክትሻገር ንዘመዝገብዎ ዓወት ምስጋያ የግበኦም ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም።

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ምክተል ናይ ሚሲዮናት መራሕቲን ዓመታዊ ስብሰባን ስልጠናን ሎሚ መክያድ ጀሚሮም።

ኣብቲ መድረኽ መጀመሪ መልእኽቲ ዘሕለፉ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ናይ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ምዕባይን ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝተትሓዘ ትኹረት ንምስኻዕ ብወፍሪ ዝተሰርሐ ስራሕ ዓብዪ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝተመዝገበሊ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ ሓደሽቲ ፅዕንቶታትን ኣጀንዳታትን ምመፅኦም ስለዘይተርፍ ዝተረፉ ናይ ዲፕሎማሲ ናይ ገዛ ዕዮታት ተሓሳቢ ዝገበረ ዝለዓለ ሓላፍነት ከምዘለና ክፍለጥ ይግባእ ኢዮም ዝበሉ።

ብበርናባስ ተስፋዬ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.