Fana: At a Speed of Life!

ኤግዚም ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚም(ኢምፖርት ኤክስፖርት)  ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።

እቲ ባንኪ ዘፅደቖ መተኣማመኒ ልቓሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቦይንግ ኩባንያ ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ንምዕዳግ ከምዝውዕል ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣሜሪካ ን1 ሺሕን 600 ሰባት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከምዝሕግዝ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ውሳነ ምስታ ሃገር ዘሎ ዝምድና ዘጎልብት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.