Fana: At a Speed of Life!

ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋ 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ሚኒሶታ ድሬ ኬር ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከብ ሆስፒታል ፈረንሳይን 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ።

እቲ ደገፍ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብሩ ተወለድቲን ፈተውቲን ዝገበርዎ ከምዝኾነ ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ርኽክብ ተገሊፁ።

ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ወፃኢ ዓዲ ዝርከቡ ተወለድቲን ፈተውቲን ተመሳሳሊ ደገፍ ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብነስሪ ዩሱፍ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.