Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ–ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ ክብሉ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ  ሱሌይማን ደደፎ ገሊፆም።

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወፃኢ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ስራሕቲ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ዑደት መግባሮም ካብ ፌዴራል ፖሊስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ነቶም ኣምባሳደራት ብምውካል መደረ ዝገበሩ ኣምባሳደር ሱሌማን፥ ኣብቲ ትካል ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣዚና ተሓጒስና ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.