Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም።

መራሒ ህንፀት ስነ-ልቦና እቲ ክፍለ ሰራዊት ሻምበል ኣዲሱ ኣለማየሁ÷ ቅድሚት ንህዝቢን ንሃገርን ዝብል መግለፂ እቲ ትካል ብምልባስ ንሕብረተሰብ ሓገዝ ገንዘብን ጉልበትን እናገበረ ከምዝርከብ ተዛሪቦም።

እቲ ሰራዊት እናፈፀሞ ካብ ዝርከብ እዋናዊ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ፤ ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ዓቕመ ደካማታት ዝራእቲ ብምእካብ ምስታፉ ህዝባዊነት እቲ ሰራዊት ዘርኢ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.