Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።

እተን ባንኪታት ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲን ወፃእን ዝለኣኽ ገንዘብ ናይ ቕባልን ምቕማሽን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ቀፃሊ ኣገልግሎቱ ብምስፋሕን በቢብርኩ ኣብ ኩለን ቅርንጫፋት ብምጅማር ዓማዊሉ ንምሕጓስ ፃዕሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.