Fana: At a Speed of Life!

ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡

ስትራቴጂ ልምዓት ብሉ ኢኮኖሚ÷ ሃፍቲታት ውቅያኖስ፣ ቃላይን ባሕሪን ከምኡ እውን ወደባት ብዘላቕነት ኣብ ረብሓ ምውዓል ማእኸል ዝገበረ ዘፈር ልምዓት ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ ፕሮጀክት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ብምትሕብባር ከምዝተሰናድአ ሚኒስትር ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.