Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ንመበል 17 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡

እቲ መዓልቲ “ግዕዝይና ምቅላስ ብተግባር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.