Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን፣ ምክትል ርእሳነ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ዘቲየን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ውፅኢታዊ ነይሩ ኢለን።

ኣብ 18 ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጠረ ህውከት ሀይወት ሰብ እንተይጠፍአን ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይኣብፀሐን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

ንቐፃሊ እቲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ንክኸወን ብትግሃት ከምዝስራሕ ኣረጋጊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.