Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዘለዉ ወገናት 6 ነጥብ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግቢን ናውቲን ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ኣብ ትግራይ ንዘለዉ ወገናት ዝኸወን 6 ነጥብ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግቢን ናውቲን ንምግባር ዘኽአሎ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓገዝ፥ 750 ኩንታል ሕሩጭ ሰርናይ፣ 3 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 75 ኩንታል ዓልቋይን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብሰንኪ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ንዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተቓልዑ ነበርቲ ዝኸውን ህፁፅ ሓገዝ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።

እቲ ማሕበር ብሰብ ስራሕ ይኹን ተፈጥሮ ጉድኣት ነዘጋጠሞም ዜጋታት ዝገብሮ ደገፍ ቀፃልነት ንክህልዎ ዓሊሞ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት በምውዳድ ይሰርሕ ምህላዉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.