Fana: At a Speed of Life!

3ይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘወዴ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ሓላፍነት ዝርከባ ከምኡ እውን ኣብ ከይዲ ህንፀት ሰላም ፅዕንቶ ፈጠርቲ ተግባራት ዝሰርሓ ደቂ ኣንስትዮ ተረኺበን።

እቲ ፎረም ኣብ ህንፀት ሰላም ዘለዎም ተሳትፎ ምድንፋዕ ዝዓለመ እንትኸውን÷ እዚ ግደአን ብኸመይ ምጥንኻርን ምሕጋዝን ከምዝግባእ ክድእሰስ ኢዩ ተባሂሉ።

ክሳብ ፅባሕ ኣብ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ኣብ ህንፀት ሰላም ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዘጎልብቱ ስትራቴጂታት ብምሕንፃፅ ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ከምዝዝቲ እውን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.