Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገዛ ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብ ራያ ቆቦም ኣላማጣን ተመዛቢሎም ንዝነበሩ ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ገሊፁ።

እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብምኽኒያት ዝነበረ ጎንፂን ሰብ ስራሕ ፀገማትን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉን ኣብ ፀገም ዝርከቡን ዜጋታት ደገፍ ምግባሩ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.