Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ።

እቲ ሽልማት ኣፍልጦ “ግሎባል ትራቭለርስ” ዝተብሃለ መፅሄት ኣሜሪካ ካብ ተጓዓዝቲ ብመሰረት ዘተኣኻኸቦ ድምፂ ዘበርከቶ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

“ግሎባል ትራቭለርስ” መርሃ ግብሪ መበል 19 ዓመታዊ ተዓወትቲ ኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ሽልማት ኣፍልጦ ኣካይዱ።

ብመሰረት እዚ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኬኒያን ሞሮኮን እቲ ሽልማት ከምዝተዓወቱ ካብ “ግሎባል ትራቭለርስ” ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.