Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም።

እቲ ሽልማት፥ “ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” በዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን ኣካዳሚ ኦፍ ኣቺቭመንትን ግሎባል ሆፕ ኮአሊሽንን ዝተብሃሉ ትካላት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብሓባር ኣብ ዘዳለውዎ መድረኽ ኢዩ።

ኢትዮጵያ ኣብ 2011 መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እንትተጀምር ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ዓማውቲ 20 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ምሓዛ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ልዕሊ ተልሚ 25 ቢሊየን ፈልሲ ተኺላ ኢያ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.