Fana: At a Speed of Life!

ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ንኣገልግሎት ልምዓት መስኖ ዝውዕሉ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ተገይሩ።

እቲ ሃገዝ ሚኒስትር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ኣረኪበን፡፡

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.