Fana: At a Speed of Life!

ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።

ብሓፈሻዊ ነግዲ ካብ ዝንገደሎም 6 ሺሕን 422 ፍሪያታት እቲ 1 ሺሕን 644 ፍሪያታት ካብ ቀረፅን ኮታን ናፃ ምእታው ከመዝከኣል ተሓቢሩ።

እቲ ዕድል ዕዳጋ ብቻይና ከምዝተውሃበ ድማ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.