Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ ክገብር ኢዩ ኢሎም።

በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ኣብቲ ጉባኤ ይሳተፉ ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.