Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ

ብመሰረት እዚ እቶም ኣባላት፥ ጁል ናንጋል ካብ ጋምቤላ፣ ቀበሌ መንገሻ ካብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ መስከረም ደበበ ካብ ኦሮሚያ፣ ታደሰ ገብረ ፃዲቅ፣ ኣብርሃም አያሌው፣ ዲያቆን ተስፋሁን ባንተያብል፣ ደሳለኝ ጣሰው፣ ወርቁ ሃይለማርያም፣ ዘውዱ ማለደን  መሓመድ ያሲን ካብ ኣምሓራ ክልል ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.