Fana: At a Speed of Life!

ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምልዛበን ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡

ኣፍሪካን ንኣፍሪካውያን ኣብ ዝተሰመየ ምንቅስቓስ ዘሎ ዕበቤት ኢኮኖሚ ናብ ኣፍሪካ ንምምፃእን ዓቕሚ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብምድንፋዕ ከባ ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን ቀጥታ ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ንምዕባይ ከምዝስራሕ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.