Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ ቀዳማዊት እመቤት ናሚቢያ ሞኒካ ጊንጎስ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኣፍሪካ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ ምድንፋዕን መራሕቲ ኣብ ምብዛሕን ትኹረት ገይረን ከምዝተዛተያ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.