Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም።

መበል 24 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን እናገልገሉ ዝነበሩ ዋና ኢንስፔክተር ብሄራዊ ፖሊስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጀነራል ዲዩዶኔ ኣሙሊ ባሂግዋ፤ ንኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንትነቶም ኣረኪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.