Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኒጀር ኣብ ዝተሳለጠ መበል 17 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ኣፍሪካ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክስፋሕፋሕን ምዕባለ ኢኮኖሚ ንክውስኽን ክትሰርሕ ኣለዋ ኢሎም።

ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ሃፍቲ ተፈጥሮ ብምጥቃም ንክትለምዕን ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ዝካየድ ነግዲ ንክስፋሕፋሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣይተ ደመቀ መነግስቲ ኢትዮጵያ ምንቅስቓስ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ንተሳተፍቲ እቲ ኣኼባ መብርሂ ከምዝሃቡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

መንግስቲ ዝተፈላለዩ ፖሊሲታት ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ብምግባር ውፅኢታዊ ይኸውን ከምዘሎ ገሊፆም።

22 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ዝተዋደደ ግብርናን ከምኝዝሃነፀ አውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.