Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ፍትሒ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፍትሒ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ዝረአዩ ፀገማት እዋናዊ ኩነታን ቀፃሊ ጉዕዞን ዝድህስሱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ።

ኩነታት ፍትሒ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ዝረአዩ ፀገማት፣ ኣብ ልዕሊ ዓቀብቲ ሕጊ ዝለዓሉ ስምዕታትታት ህዝቢን ኣፈፃፅማ ፖሊስን ስርዓት ፍትሒን ዝብሉ ፅሑፋትን ናይ ውልቀ ርኢቶታትን እውን ቀሪቦም።

ብምንይችል ኣዘዘው

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.