Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ክወፅእ ከምዝግባእ እቶመረ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓቲቶም፡፡

መሰረት ህላወ ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ንኽብሩ ዝምጥን ክፍሊት መሃያን ካሕሳን ከምኡእውን ካልኦት ጥቕማ ጥቕሚታት ብዝግባእ ንኽኽበሩሉ ርእሱ ክኢሉ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል እንትወፅ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ እቶም ኣባላት ኣመልኪቶም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.