Fana: At a Speed of Life!

ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ።

ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።

ብመሰረት እዚ ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ ኣላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.