Fana: At a Speed of Life!

ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም።

ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 31 ጉባኤ ተምህርቲ በዓል 8 ነጥብታት ቅዋም በምድማፅ ተዛዚሙ።

ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እቶም ሚኒስትር፥ ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ስርዓተ ትምህርቲ ዘለዉ ፀገማት ብተናፀል ብዝግበር ፃዕሪ መፍታሕ ከምዝከኣል ሓቢሮም።

ኣብቲ ጉባኤ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ፣ ብቑዕን ተወዳዳሪን ሓይሊ ምፍራይ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መርድዳእ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.